Jednak się nie przyda? Nic nie szkodzi! Możesz zwrócić produkty nawet do 30 dni
Bon prezentowy to zawsze dobry pomysł. Obdarowany może za bon prezentowy wybrać cokolwiek z naszej oferty.
Nawet do 30 dni na zwrot
እቲ ክጅምሮ ከሎ ከምኡ ዝመስሎ ዘይነበረ ዝሓለፈ ናይ ፍቅሪ ተመኩሮኡ፡ ኣብ ህይወቱ ክምልሶም ዘለዎ ሕቶታት ኣለዒሉ'ዩ ራሕሪሕዎ። ደጊሙ ፍቅሪ ክጅምር እንተኮይኑ ብ'ዝቀደመ ኣይኽፋእ ተሰሪሑ ዝፍንጣሕ ዘይኮነ፡ ናይ ግድን ሓቀኛ ዘልኣለማዊ ፍቅሪ ክኾነሉ'ዩ ትምኒቱ። ምስ ሳሮን ትምኢልካ 'እንተቀዶ ቀዶ እንተዘይቀዶ ሕንጣጦ' ዓይነት ኣካይዳ ክኸይድ ድላዩ ኣይነበረ፡፡ ኣብ መፈጸምትኡ ዘይበጽሕ ኣቋሲልካ ዝግደፍ ፍቅሪ ምርጭኡ ኣይኮነን። ቃንዛ ምፍልላይ ክምለሶ ፈጺሙ ኣደልዮን፡፡ ጀሚርካ ዝቋረጽ፡ ኣደዳ ዝኽርን ትኻዘን ጌሩ ሰላምካ ዝዘርግ ፍቅሪ ክጅምሮ'ውን ኣይደልይን'ዩ፡፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ጥራይ! ህሉውን ዝኾነ ቅድመ-ኩነት ዝየቀምጥን እንተ ኮይኑ፡ ባህጉ ንሱ'ዩ፡፡
Cześć! Jestem Libroamiko, Twój doradca książkowy.
Jak mogę Ci pomóc?